ኣብ ምዕራብ ኤውሮጳ ንሓተትቲ ዑቕባ ዝኸፍአት ሃገር ኣየነይቲ ምዃናን ፡ ጀርመናውያን ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝወስዱዎም መጥቃዕትታት ይዛይድ ከምዘሎን ዘረድኡ ዜናታት ንምክትታል ኣብ ታሕቲ ዘሎ መስመር ድምጺ ምውካስ ይከኣል።

Leave a comment